Saeyet

Saeyet Saeyet

  • 100
  • 17

Video

KOMMENTARE

  • yebeley zahwey ajka nefu💓

  • forsa xbuqayyyyy

  • Wawww Bereket meles 100% xubuk

  • Beteami xebuk kexelo berie shekore nice

  • Tesfa zalwo kola eyu Edman tienan yhabka ❤️❤️🇪🇷🎵🙏

  • Nic jope

  • 💪💪💪🇪🇷🇪🇷

  • Wow good job hawey

  • ክሑልቲ ህድእትን ስራሕ ደስ ትብል ደርፊ ዘስማዓካና ናመስገና ክቡር ስነ ጥበባዊ ክብርኣብ ጸጋይ [ኣኮይ] ኣብ ቀጻሊ ብሃንቀውታ ይጽበየካ

  • Gual jgna bmhlaw zyada des eluni

  • I Can’t stop listening. ለይምኖ ደርፊ. ልዘለኣለም ልስማዕ ዘመን ተሻሪ ደርፊ እዩ ክኾን

  • ትእክብክብ ኢልና ክንመልእ ዓይኒ ኣቦይ፡ ትእክብክብ ኢልና ክንመልእ ዓይኒ ኣደይ ። ከም ትምኒትካ ይግበረልና ጽቡቀይ ፡

  • ማይ ገዲፈ ደም ተንብዕ ሙዚቃ እዞም ስድራና ረኪቦሞ ዘለው ሽግር ኣክንዲ ደቂ ደቆም ዝለኣክዎም ባዕሎም፡ከርተት ይብሉ። ፈቀድኡ ደቆም ፋሕ ፋሕ ኢልና ፡እንድዒ በጃኩም በጃኩም ካብ ልብና ንኣምላክ ንለምኖ ኣብ ቅድሚ ስድራና ንክቆውም

  • እወ ተመንየ በሎ ናይ ሎሚ ተሰፋ ናይ ጽባሕ በርሃን ከይ የመስገንኩ ክሓልፎ ኣይደልን ከም ዚ ከማካ ይብዙሑ ብጢዕሚ መሲጥኒ ህርመት ከሞኡ ውን ግጥሚ#100💿🛠💌

  • ፈጣር የዕብኻ ዋው ዋው ናይስ

  • Amlak nuus edmeka timnitkan semiu mitikikab yifterelna

  • Amlk kemtmnitka ygberelna nfue ajoka btaemi hayal derfi eya

  • Woow xbuq srah nkulokulukum ahwat qexlwo.⭐⭐⭐⭐⭐❤

  • ብጣዕሚ ንፉዕ ኣጆኻ በርትዕ

  • wellcome

  • አዚኣ ረኣይዋ dename.info/film/zMmnppuTq4SCooM/video

  • Wawwwwwww tesfa zelewo nay bihaki dess tibil derfii keep going .

  • ንስኻ ናጽባሕ ተስፋ ኢኻ ኣጀኻ ሓበና።

  • Btaemi nfue kola ❤❤❤❤

  • ኣንቲ ሚርያም ፌኮ ድዩ ጠፊኡኪ ነዚ ጎበዝ ወዲ ኣብቲ ዓራት ከምዚ ጌርኪ ትደልዮ?

  • ምህዞ ብዘይ ኣውቲስታ ዝኸዳ መካይን ካበይ ናበይ ውሱናት ደቓይቕ ካብ ግዜኻ/ኺ ወፊኻ/ኺ ምስዚ ሓድሽ ምህዞ ኣብዛ video ተላለ/ለዪ dename.info/film/nZyajZeT3KJqZH8/video ኣብ ቀጻሊ መደባት ናይዛ ቻነል ከየምልጠኩም ድማ Subscribe and share ምግባርን ናይ ደወል ምልክት ብምጥቅቕን Antena ዘርጊሕኩም ክትጽበዩ ብኽብሪ ንዕድመኩም።

  • He is the hope of our future art of our country he is the shining star like abrham afworki

  • Bulux serah hawey natey kexelo

  • Ajeka gobez 🖒💪

  • አዛ ሪኢቶ ንገጣማይ አያ ኣደይ ኣብ ገዛ ኣን ኣብ ኣፍሪቃ አታ ገዛ ኣበይ ደያ ትርከብ ኤርትራ ትኮይና ኣፍሪቃ አያ

  • ሰላም ንክሊቲኡ ህዝቢ ትግራይ ትግርኚ ይኩነሉ ስደት ይአከለካ ይበሎ እ/ር

  • Btaemi nfue qola

  • Good job son🙌🏾❤️

  • Bervo 🇪🇷❤️

  • I aprciat really my beloved country Eritrea imiiiiiis that time with all ur people

  • ጥዕምቲ ደርፊ ከባሪ ሓወይ ንኹሉኹም ኣብዛ ደርፊ ዝተሳተፍኩም ድማ ኣብ ሂወትኩም ዕድሜን ጥዕናን ኣብ ስራሕኩም ዓወት ይምነ።ኩቡራት ተኸታተልቲ ደቂ ኤሬይ ከምቲ ኩሉ ግዜ ትገብርዎ ሕጂ ውን ነዚ ሓዉና ብላይክ ሳብስክራይብ ኮመንት እዳ ገበርና ምትዕባዕኩም ኣይፈለዮ ቡሩኽ ሰንበት ፎርሳ የሕዋት ምድግጋፍ ባህልና ኢዩ 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷👌👍👍💖🙏

  • Kexelo hawey natey 🥂⭐️⭐️⭐️ Bereket weldu ⭐️⭐️⭐️ Video clip ⭐️⭐️⭐️

  • i love this song from somalia

  • Bravo 👏👏👏👏👏

  • 💪💪💪💪💪💪💪💪💪💪

  • ኣነ ዝገርመኒ ከመይ ዝበሉኹም ሕልና ኣልቦ ሰባት ኢኹም እዞም dislike ተገብሩ ነዚ ህጻን ከተተባብዑ ዘይከኣልኩምስ እንታይ መሊኡ ኣሎ ኦቲ ርእስኹም ጭቃ ተበግስኡ ጥራሕ ከማን መሐጎሰኩም ብዝኾነ ኣጆኻ በሬ በዞም ሕልና ኣልቦ ኣይትደሃል በርትዕ ኣንበሳ ጅግና

  • Tesfa tsbah ajoka kexlo 😎👍👍👍

  • Good job

  • Bravo bere

  • Nay bahki ab sata rekibkana kexilo

  • በረከት ዋውውውው ትራሕየ ክብል ዝኽኤል በርከ ድምጽኻን ቃና ናይ ዜማኻን ማርክን በርትኣሉ. ብዘክኡድማ ካብ ኣቦሓጎታትናን ኣቦታትናን ከሙድማ ናይሕጂ ሰብ ስልጣናት ሰሜናዮ ዘይንፈልጥ "ትምኒትን ተስፋን " ዘስማኤካና ከመስግነካ ይፈቱ.

  • 👍🏾👍🏾👍🏾👍🏾

  • ተስፋ ኣብ ተስፋ!💚💛❤️

  • Tesfa zeleka kolea ketsilo ajoka

  • woww..gerami lij nw

  • ዜናዊ ዓርከይ ካብ ናይ ቤብ ዝለምጽ እግሪ ደየለስ ነቃዕ እግሪ ትብላ ካልእ ነቃዕ እግራ ዶና ደይተምጽእ

  • Powwwww🥰🥰🥰🥰🥰🥰

  • ኣነስ ስድራይ ናፊቀ ኣይከኣልኩን😔😕

  • انا تشادیه بس احب اغانی حبشیه 🇹🇩🇸🇴🇸🇩🇸🇸🇩🇯🇪🇷🇪🇹🇨🇮🇨🇲🇿🇦🇬🇭🇯🇲🇲🇦🇰🇪🇳🇬🇲🇱🇲🇷😘✊🏿✊🏾✊🏽✊🏼✊🏻2020

  • What a song! Makes me miss home more

  • 🇪🇷xbuk srah Berket hawey

  • Great keep it up

  • ኡኡኡኡኡኡኡይይይይይይይ ትምኒትካ ይስመር እንታይ ገዲፍካልና ኣብኪካና ኣንታ ቆልዓ

  • Good Job

  • Kokob nayzi gzye Ajoka aytehmek kexlo

  • I like it good job.

  • that's advertised not a film or comedy 🙄 Come on guys. Any way not to bad thanks.

  • 💙💥

  • Bin stolz, dass ich 🇪🇷 Eritreer bin ,meine Leute wünsche euch alle Besten Gesundheit, Glück und Erfolg ❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️!!!!!!!!!!!!!!!!!!!!!!!!!!!!!

  • this video broke my heart

  • ዋውው ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ተስፋ ዘለዎ ቆልዓ ሞራል ሃቡለይ

  • Etom Dislike zegboro Si like ngbri alena elim dum

  • 🥰😍😍😍😚🇪🇷👍👍

  • Msganay ngetamay danial hadish I hope kabzie nilaey ktbrtia 👍

  • gobez 99%

  • ok sayet እንታይ ድኣ ሽልማት ናይ ዩቱብ ኣይተወሃብካን ድኻ 102k subscribers ኣቲኻ ከለካ

  • ኣታ ናይዛ ጋል እዚኣ ጸጉሪ ኢንዶሚ ኮይኑ ይስምዓኒ😂 ዳይት ግዓ ግበሪ ኩንታል ማራ ገጂፍኪ ጸጉርኪ ክዓ በጃኪ ኣጸልምዮ ኣስጢ ክጸልኣ😤 እቲ ወዲ ግን ማራ ሽኮር👌👊😎

  • Gobez berie

  • ፖውውው እሾኽ ብበላሓ ትፍጠር ክብልዎ ወለድናስ ለከ ከምዚ ኢዩ። ትምኒት ኩላትና ኢዩሞ ፈጣሪ ይኣኽለኩም ኢሉ ምትእኽኻብ ይፍጠረልና። ኣሜን

  • ዋውውውው ጎቦዞ ኣጀካ በርትዕ 🇪🇹🇪🇷🇪🇹

  • Asey ziweday hasab libka yesmrlk tebatay

  • ሓደ ሰሙን ሓምሳ ሽሕ ላይክ ።

    • Asey zhawey enkae tmenka nhna win kemaka Amlak mnyotna khbena eyu nmen eliwo🥰🥰🥰🥰

  • ዉዱእ ደራፋይ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኻ ፈጣሪ ብናፍቆት ነቢዐ ድየ ወላስ ተሓጺበ ኣይተረድኣንን👍👍👍💗💗🏅🏅🏅